ሓድሽ ክፋል ወጺኡ ሓሳብ · ስነ-ጥበብ · ስነ-ጽሑፍ · ፍልስፍና

መድረኽ ሓሳብን ስነ-ጥበብን

A stage for ideas and art

ናይ ሓሳብ፡ ስነ-ጥበብ፡ ስነ-ጽሑፍን ፍልስፍናን መድረኽ። ልዑል ጽሬት ዘለዎ ናይ ቪድዮ ፕሮዳክሽንን ዓሚቕ ዘተታትን።

A platform for ideas, art, literature and philosophy — high-end video production and conversation that is given room to go deep.

ቀለም / House grade
16:9 · Rec. 709
REEL 01

ስራሓትና

Our featured works 3 ቪድዮታት

ካብ ቻነልና ዝተመርጹ ዕላላትን ቃለ-መጠይቓትን። ኣብዚ ገጽ ብቐጥታ ክትዕዘብዎም ትኽእሉ።

Selected conversations and interviews from the channel — press play and watch them right here.

ትምህርታዊ

«ውልቀ-ፋይናንስ» ምስ Desbele Berhane

Personal finance

ኣብ ዩቱብ ክፈቱ →
እዚ ገጽ ኣካፍሉ Share this page Facebook WhatsApp Telegram ንቲክቶክ — ሊንክ ቀዲሕኩም ኣብ ናይ ፕሮፋይል «bio» ኣቐምጡ
SVC

ኣገልግሎትና

What we do ካብ ምድላው ክሳብ ምብጻሕ

ኣርባዕተ ዓይነት ኣገልግሎት፤ ብሓባር ወይ ብተናጸል ክትሓዙ ትኽእሉ።

Four disciplines, booked as a full production or on their own.

STAGE 01

ኤዲቲንግን ድሕረ-ፕሮዳክሽንን

Video editing & post-production

ኣብ DaVinci Resolve ዝካየድ ምቕራጽን ናይ ቀለም ምስትኽኻልን፤ ብተወሳኺ ናይ ድምጺ ጽሬትን ዲዛይንን።

DaVinci ResolveColour gradingSound designWeb + master exports
STAGE 02

ሲነማቶግራፍን ስቱድዮ ቀረጻን

Cinematography & studio shoots

ብ4K ከምኡ'ውን 6K ዝካየድ ብዝሒ ካሜራ ቀረጻ፤ ኣብ ስቱድዮና ወይ ኣብ ዝደለኹምዎ ቦታ።

4K / 6KMulti-camStudio or locationLighting + audio
STAGE 03

ቀጥታዊ ፈነወን ፖድካስትን

Live streaming & podcasts

ናብ ዩቱብ፡ ፌስቡክን ቲክቶክን ብሓንሳብ ዝመሓላለፍ ቀጥታዊ ፈነወ፤ ምስ ናይ ነፍሲወከፍ ካሜራ ቀረጻ።

Multi-platform simulcastPer-camera ISOPodcast audio
STAGE 04

ኣቀማምጣ መጽሓፍን ግራፊክ ዲዛይንን

Book layout & graphic design

ናይ መጽሓፍ ኣቀማምጣን ናይ ገበር ስእልን፤ ከምኡ'ውን ናይ ቻነል መንነትን መእተዊ ተንቀሳቓሲ ስእልን።

Book typesettingCover artTitle sequencesPrint-ready files
RATE

ዋጋን ክፍሊትን

Packages & payment ዋጋ ብሸቀል (₪) · ቀረጽ ኣይሓውስን

ሰለስተ ቅጺታት። ዘየድልየኩም እንተሃልዩ ነውጽኦ፡ ዘድልየኩም እንተሃልዩ ንውስኸሉ።

Three packages. Anything you don't need comes out, anything you do need goes in — send us the project and we'll come back with an exact figure.

ቅጺ 01

ኤዲት ጥራይ

Post-production only

₪1,200

ካብ · ንሓደ ቪድዮ

  • ናትኩም ቀረጻ ምቕራጽን ምስራዕን
  • ናይ ቀለም ምስትኽኻል (grading)
  • ናይ ድምጺ ጽሬትን ሚክስን
  • ክሳብ ክልተ ግዜ ምስትኽኻል
  • ናይ ማሕበራዊ መራኸቢ ቅርጺ
ሕተቱ →
ቅጺ 03

ምሉእ ፕሮዳክሽን

Full production

₪6,500

ካብ · ብፕሮጀክት

  • ምድላውን ናይ ቀረጻ መደብን
  • ኣብ ስቱድዮ ወይ ኣብ ደገ ዝካይድ ቀረጻ
  • ቀጥታዊ ፈነወ እንተድልዩ
  • ናይ መእተዊ ስእልን ናይ ቻነል መንነትን
  • ናይ መጽሓፍ ወይ ግራፊክ ዲዛይን
ሕተቱ →

ኣገባብ ክፍሊት

How to pay

ናይ ክፍሊት ካርዲVisa · Mastercard · American Express · Isracard — ናይ ክፍሊት ሊንክ ንሰደልኩም
PP PayPalካብ ወጻኢ ሃገር ንዝኸፍሉ ምቹእ
BIT ביט / Bit054-9416523
PAY PayBox054-9416523
BNK ናይ ባንክ ምስግጋርናይ ባንክ ዝርዝር ምስ ቅብሊት ይስደድ
ጥረ ገንዘብ ወይ ካልእኣብ ስቱድዮ ወይ ብስምምዕ

ናይ ክፍሊት ስርዓት

ስራሕ ቅድሚ ምጅማሩ ምሉእ ክፍሊት ይፍጸም። ድሕሪ ክፍሊት ቅብሊት ይወሃበኩም፤ ናይ ምብጻሕ ዕለት ድማ ብጽሑፍ ይረጋገጽ። እቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ዋጋ መበገሲ እዩ — ናይ መወዳእታ ዋጋ ብመጠን እቲ ስራሕ ይውሰን።

Payment in full before work begins. You get a receipt on payment and a delivery date in writing. Listed prices are starting points; the final figure depends on scope.

FILES

ፋይላት ምስዳድን ምውራድን

Client file transfer ንዓማዊል ጥራይ

ናይ ካሜራ ፋይላትኩም ናባና ስደዱ፡ ዝተወደአ ስራሕኩም ድማ ካብዚ ውሰዱ።

Send us your camera originals, and collect your finished files here. Large video files welcome.

ፋይላት ስደዱልና

Upload your footage

  1. ናይ ካሜራ በዅሪ ፋይላት ኣዳልዉ — ዝተረትዐ ኤክስፖርት ኣይትስደዱ።
  2. ኣብ ታሕቲ ዘሎ መልጎም ጠዊቕኩም ስቐሉ።
  3. ስም ፕሮጀክትን ስምኩምን ኣብ ስም ፎልደር ጽሓፉ።
  4. ምስ ወዳእኩም ብዋትስኣፕ ንገሩና።
ፋይላት ስቐሉUpload files

ዓበይቲ ፋይላት ይቕበል · ናይ ኢመይል ጠለብ የልቦን

ዝተወደአ ስራሕ ውሰዱ

Download your delivery

  1. ስራሕኩም ምስ ተወደአ ናይ ብሕቲ ሊንክ ንሰደልኩም።
  2. ናይ መወዳእታ ፋይላት፡ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢ ቅርጽን ንኡሽቶ ናይ ምርኣዪ ቅዳሕን የጠቓልል።
  3. እቲ ሊንክ ንሱሳ መዓልቲ ክፉት ይጸንሕ።
  4. ሊንክ እንተ ጠፊኡኩም ብዋትስኣፕ ሓቱና።
ስራሕኩም ውሰዱGet your files

ድሕሪ 60 መዓልቲ ናብ ኣርካይቭ ይኣቱ

ናይ ዓማዊል ፋይላት ብሕታዊ እዮም። ካብ ናትኩም ፍቓድ ወጻኢ ኣብ ዝዀነ ቦታ ኣይንዝርግሖምን። Client files stay private. Nothing is published without your permission.

BOOK

መጻሕፍቲ

Books for sale ዝተሓትሙ መጻሕፍቲ

ዝተሓትሙ መጻሕፍቲ። ብዋትስኣፕ ኣዚዝኩም ንሰደልኩም።

Printed books, ordered on WhatsApp and posted to you.

ናይ ምስዳድ ዋጋ ብመሰረት ቦታ ይሕሰብ · ክፍሊት ብBit፡ PayBox፡ ካርዲ ወይ PayPal

DOC

ብዛዕባና

Editorial philosophy Qelem Hasabat

ንሓሳብ ግዜ ንህቦ። ንስነ-ጥበብ ድማ ቦታ።

We give ideas time, and art room

«ቀለም ሓሳባት» ማለት፡ ሓሳብ ከም ቀለም ተጻሒፉ ዝተርፍ ማለት እዩ። ብዛዕባ ባህሊ፡ ስነ-ጽሑፍ፡ ስነ-ጥበብን ፍልስፍናን ነዊሕ ዘተ ነካይድ፤ ነቲ ዘተ ድማ ብልዑል ጽሬት ናይ ስእልን ድምጽን ነቕርቦ።

ንሓደ ሓሳብ ክሳብ ዝውዳእ ንሰምዖ፤ ከቢድ ሕቶ ኣይንሃድምን። እቲ ቴክኒካዊ ጽሬት እውን ካብዚ ኣተሓሳስባ ዝፍለ ኣይኮነን — ጹሩይ ድምጺ፡ ንኡድ ቀለምን ዝንበብ ገጽን ናይ ኣረኣእያ ውሳነታት እዮም።

The name means the ink of ideas — thought that stays on the page. We make room for the long answer and let a guest finish the thought. The craft is not separate from that: clean sound, a grade that respects skin, and a page a reader isn't fighting are editorial decisions before they are technical ones.

01

ነዊሕ ዘተ

ኣብ ጣውላ ሰዓት የልቦን። ሓሳብ ክሳብ ዝውዳእ ንሰምዕ።

02

ልዑል ጽሬት

ስእሊ፡ ድምጽን ቀለምን ብኢድ ዝስተኻኸል።

03

ባህልን ስነ-ጽሑፍን

ካብ መጽሓፍ ናብ መድረኽ፤ ካብ መድረኽ ናብ ዘተ።

ሞያናን መሳርሒታትናን

Craft & tools

Qelem Hasabat is led by a working videographer, filmmaker, colorist and editor — one person who carries a project from the first camera setup to the final graded master, rather than handing it between four sets of hands. That means the way a scene is lit is already a decision about how it will be graded, and the way it is shot is already a decision about how it will cut. Documentary, long-form interview, live multi-camera, commercial work and print design.

Videographer

ካሜራን ብርሃንን

ብዝሒ መቕረጺ ካሜራ፡ ናይ ብርሃን ኣቀማምጣ፡ ናይ ሌንስ ምርጫን ናይ ቅርጺ ውሳነን።

Filmmaker

ትረኻን ኣወሃህባን

ካብ ሓሳብ ናብ ስክሪፕት፡ ካብ ስክሪፕት ናብ መደብ ቀረጻ። ናይ ዶክመንተሪ ኣወሃህባ።

Colorist

ናይ ቀለም ስራሕ

ብDaVinci Resolve ዝካየድ ቀዳማይን ካልኣይን ግሬድ፡ ናይ ቆርበት ሕብሪ ምሕላው፡ ናይ ፊልም ኣምሳል።

Editor

ኤዲትን ድምጽን

ናይ ዘተ ምቕራጽ፡ ናይ ግዜ ስምዒት፡ ናይ ድምጺ ጽሬት፡ ንኡስ ጽሑፍን ግራፊክን።

ሶፍትዌር · Software

DaVinci Resolve StudioFusionFairlight Adobe Premiere ProAfter EffectsPhotoshop IllustratorInDesignAudition

ናይ ቀረጻ መሳርሒ · Production kit

4K / 6K cinema camerasMulti-camera setupCine primes LED lightingLavalier + boom audioGimbal & slider ATEM live switchingTeleprompter

ዘረከበና ቅርጺ · Delivery

ProRes 422 HQ masterH.264 / H.265 webRec. 709 broadcast-safe 16:9 · 9:16 · 1:1Subtitles (ትግርኛ / English)Print-ready CMYK

ኣመሓደርትን ኣባላትን

Team & governance

ደረት ስልጣንን ሓላፍነትን ኣብ ቀለም ሓሳባት ብንጹር ተመቒሉ ኣሎ። ነፍሲ ወከፍ ኣባል ዝሕተተሉ ዓውዲ ኣለዎ።

ሙሉኣለም ገረዝጊሄር

ኣቦ መንበር · ሓላፊ ቴክኒክን ንብረትን

ናይዚ ትካል ቦርድ ኣቦ መንበርን ኣማሓዳርን። ኵሉ ማያዊ ስራሕ — ቀረጻ፡ ኤዲቲንግ፡ ሲነማቶግራፊ ከምኡ'ውን ምምሕዳር ሶፍትዌራት — ይመርሕ። ናይ ስቱድዮን ቀረጻን ንብረታት ናይ ምዕቃብ፡ ምምሕዳርን ምቁጽጻርን ምሉእ ስልጣን ኣለዎ።

ሰናይት ግርማይ

ምኽትል ኣቦ መንበር · ሓላፊት ሃይማኖታዊ ጉዳያት፡ ፖሊሲን ክፍሊ እርማትን

ናይ ትካል ምምእዛንን ፖሊሲን ተኸታቲላ ተማሓድር። ናይ ቋንቋ ጽሬትን ስርዓታዊ ስነ-ጽሑፍን ምስትኽኻል ሓላፍነት ናታ እዩ።

ሺሻይ ብርሃነ

ሓላፊ ርክባትን ፋይናንስን

ናይዚ ትካል መዓልታዊ ስራሓት የማሓድር። ምስ ኣጋይሽ፡ ደረስቲ፡ ተንተንትን ትካላትን ዝግበር ወግዓዊ ርክባት የሳልጥ። ናይዚ ቻነል ኣታዊታትን ወጻኢታትን ብንጹር የመዝግብ፡ ባጀት የማሓድር።

ይክኣሎ ኣፍወርቂ

ሓላፊ ኣዳላዊ መደባትን ትሕዝቶታትን · ሓላፊ ማሕበራዊ ሜድያ

ናይ ፖድካስቱ ቀንዲ ትሕዝቶታት፡ ኣጀንዳታት ቃለ-መጠይቕን ምርምርን ይመርሕ። እቲ ዝተቐርጸ ቪድዮታት ኣብ Facebook፡ TikTok ከምኡ'ውን YouTube ንኽበጽሕ ናይ ምዝርጋሕን ምምሕዳርን ሓላፍነት ኣለዎ።

ቅድሚ ቆጸራ ምሓዝኩም

Before you book

ናይ ስቱድዮ መዓልትታት መብዛሕትኡ ግዜ ብሒደት ሰሙናት ኣቐዲሙ ይታሓዝ። ናይ ኤዲት ጥራይ ስራሕ ግን ቀልጢፍና ክንጅምሮ ንኽእል ኢና።

Studio days book a few weeks out; post-only work can usually start much sooner. Message us on WhatsApp and we'll tell you honestly what's free.

ብዝሒ ካሜራ ቀረጻ፡ ብርሃን፡ ናይ ድምጺ መሳርሒታትን ሰራሕተኛታትን። ናይ ቀለምን ድምጽን ስራሕ ብተናጸል ይሕሰብ።

Multi-camera coverage, lighting, audio kit and crew. Grade and mix are quoted separately, because their scope varies more than the shoot does.

እወ። በጃኹም ናይ ካሜራ በዅሪ ፋይላት ስደዱልና፤ ካብ ዝተረትዐ ኤክስፖርት ንላዕሊ ብዙሕ ክንገብረሉ ንኽእል።

Yes. Send camera originals rather than exports — we can do far more with the original files, and it costs you nothing extra.

እወ። ንመገሻ ዘድሊ ወጻኢ ኣቐዲምና ኢና ኣብ ዋጋ እነእትዎ፤ ድሕሪ ስራሕ ዝውሰኽ የለን።

Yes. Travel costs go into the quote up front, never as a surprise afterwards.

ናትኩም። ድሕሪ ናይ መወዳእታ ክፍሊት ምሉእ መሰል ናትኩም እዩ። ምስጢራዊ ፕሮጀክት እንተኾይኑ ኣብዚ ገጽ ኣይቀርብን።

Yours — full rights to the delivered work on final payment. Confidential projects never appear on this page.

BOOK

ርኸቡና

Start a project ብዋትስኣፕ ቀልጢፍና ንምለስ

ግዴታ የብሉን — ስፍሓትን ዋጋን ሒዝና ንምለሰልኩም።

LOC

ቦታና

Where to find us ብቖጸራ ንቕበል

ኣድራሻ

ሽደሮት ሓክመይ እስራኤል 64

ተል ኣቪቭ — ያፎ፡ እስራኤል

שדרות חכמי ישראל 64, תל אביב-יפו

Sderot Hachmei Yisrael 64, Tel Aviv-Yafo

ኣብ ጉግል ካርታ ክፈቱ
Open in Google Maps
መገዲ ውሰዱ
Get directions
ዋትስኣፕ